0
እቲ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዕደና ወርቂ ብሻ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ መን ፈጺምዎ ኣይኮነን እቲ ቀንዲ መዛረቢ ክኸውን ዝግበኦ፡
እቲ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዕደና ወርቂ ብሻ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ መን ፈጺምዎ ኣይኮነን እቲ ቀንዲ መዛረቢ ክኸውን ዝግበኦ፡
እቲ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዕደና ወርቂ ብሻ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ንሕና ከም ደለይቲ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ተኣሊዩ ሕጋዊ ስርዓት ክትከል ኢና ንደሊ፡ እዚ ካብ ኮነ ድሊአትና ነቲ ስርዓት ዘጥፍእ ብዝኾነ ማእዝን ኢምጻእ ንሕና ነቲ ዘገድሰና ለውጢ ጥራሕ ኢና ክንሕዝ ዘለና፡ ካብዚ ሓሊፍና ግን ኢትዮጲያ ባዕሎም ደብዲብና ክሳብ ዘይበሉ ኩስቶ ገራቶ ኢልካ ካብ ምዝራብ ነቲ ስርዓትን ንደገፍቱን ኣጀንዳ ካብ ምኽፋት ሓሊፉ ንሕና ደለይቲ ንለውጢ ንረኽበሉ ረብሓ የለን።
ልክዕ’ዩ ብ 20 መጋቢት 2015 ሰዓት 04፡30 ወጋሕታ ወርቂ ብሻ ከም ዝነደደን ካብ ስራሕ ወጻኢ ከምዝኾነን ተራጋጊጹ ኣሎ። ኣብ ሃደ እዋን ግዜን ሳዕትን ንጽባሒቱ ኣብ ማይ ዕዳዳጋ ዲፖ መዕደሊ ነዳድን፡ ኤምዳድ መዕቃበ ብረትን፡ ዕለት፡ 21 መጋቢት ሰዓት 04፡30 ወዳሕታ ሓደስቲ ሚሳይላትን ብረትን ዘጣቓለለ ሰፍ ዘይብል ንብረት እውን ተቓጺሉ ኣሎ።