ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ?
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ?
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ EAJ – Indianapolis Public Meeting August 8
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባን ሰሚናርን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ካብ ጀኔቫ ናበይ?
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ EAJ – Indianapolis Public Meeting August 8
Demontration Eritreans and Ethiopians To Bring Awareness an Atrocities Protect our Emigrants Brothers and Sisters in Libya and Mediterranean Sea

Eritrean National Council for Democratic Change
North America Branch
ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ንህዝቢ ደንቨር – ኮሎራዶ፤
መስርሕ ምድላው ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ንምቅልጣፍን፡ ዕዉት ጉባኤ ንምክያድ ዘኽእለና ዓቕሚ ንምውህላልን፡ ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ንህዝቢ ደንቨርን ከባቢኣን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ንምክያድ ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ዝካየድ ኣኼባ፡ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን ከይዲ ሃገራዊ ባይቶን ብሰፊሑ ድሕሪ ምግላጽ፡ መረጻ መሪሕነት ዓንኬል ደንቨርን ከባቢኣን ክካየድ እዩ።
ነዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ዕዉት ንምግባር ዝከኣሎ ምትሕብባራት ንዝገብር ኩሉ ደላይ ለውጢ ኤርትራዊ ኣቐዲምና ነመስግን።
ዕለት፡- ሰምበት May 3, 2015
ቦታ፡- Eritrean Community Center
6677 Leetsdale Dr., Denver CO 80224
ግዜ፡- 3፡00 PM
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣመሪካ