25 ኣመራ ባሕሮ ጀበረ ቲሩዂድ (ናጽነት) ፈዂ እክባ ፋሪዒ ሙርቛ ብሊነሪ ሆደር ክቱብ።

25 ኣመራ ባሕሮ ጀበረ ቲሩዂድ (ናጽነት) ፈዂ
እክባ ፋሪዒ ሙርቛ ብሊነሪ ሆደር ክቱብ።

ኤርትርትሪን ተርተረሲ ሒልድ ሓከምድኖሎም እንተውሲ ሰላም ደርብድ ዋንስድኖሎም እሲነኽ ወጥን ወቀይ እንገት ከብተሰና፡ ሰልፋ ግርጋ ያኸንትሪ (sept) 1961 ትልድ ተርሲነ፣ ስላሕ ሙዂርኖ ኢትይብየዲ ካያ ኣኽጚ ንርታለይቱዲ 24 ክቢትሪትል (ግንቦት) 1991 ሰዓርኖ ና ድገትል ና ኣባይሲ ዳገኑዂ። ጀበረቲ(ናጽነት) ነቀስቶኽር ሓቕ ደፈንስሮኽር ለመለም ያዂ እርግላ። እነ ሺብሮ ድጎግረው ፍዳታት ዲ ዲመሲ መግደሮ ከብተውዲ ና ደገጊ ተማም ሐው የውዲ ና ብረስ ባሮኖ ዲመሲ ጋይቶውዲ ጨበርናዂ ኒንጝን ያዂ ኮሊዂራ ናን ወክትል እላ።

ንኪ 25 ኣመራ ባሕሮ ጀበረቲሩዂ አልብድኑ ህግደፍስኻ ወዓብዲ ሓበንዲ ሻዓብድኻ ከኤርዲ ጋይትነዲ ድድነዲ ኣኾ ዋነት ኳሪ ኣድሒሪር ሰና ባርህ ጝን። 25 ኣመራ ኣወይሲ መቅርሕድ ክሳኽ ፍትሕ-ወረቢዂ መርሓዂ እንገረሪ ላሪ ኤርትራ ጝን። ኤርትረትል ንኪ ኣዳምንድኽራ ክብርዲ ሓቅ ዲ ናይ ፋሪዕዲ (ዲሞክራሲ) እላ። ሰላምዲ፣ ሕሽምዲ፣ ሺቓንድ ዳበርነዲ፣ ፍትሕዲ፣ እከ-ማሕበሩዂ መንፍዓትዲ ኔን ነበኺ ኣኾ ክረም ህግደፍሩ ናው ጀረበሰና ሀበናዂድ እሰናዂዲ ድገ ኣኽሮ ህንበቲ። እና ጭምድ ህግደፍሩዂልድ ዪና ከውታት ኪዳ ቂር እንትሮሎም ሳዳ እላ። እን እቚቱ ና ናትተል እርገውሲ ኮሊር ቅርሺ ለውትነዲን ኒ ናቱትል እሰ ከደንድ እንተረው ካበና ድገቑሩዂሲ ኒ ጀረባኹ ደርብ ሰረፍዶ ዕምጭ ዕምጭ ዳግል ሓጋለት ናሽሸል ቱዎ ከውታት ቋነውዲ ጀኤነውዲ ብኖ ጋቢነን ኻ ዋሳዂ ብኖ ጂባዃኣኽላ ያዂስክ እሸወውር ረሸነውር ኣኽንነዲን ድገዂ ዃራ ዋዕየው ኣኸውድ ኤርእድነውር ኣኸውድ ናት ደገምነሊ።

ዪና ኮሊ ላሪ ብረሪ ኣኽላ። ኤራ ንር ጅንጅንስድ፣ ፉሩታ ንርጅንጅንስድ፣ ሸብ፣ ስኻ፣ ደሄብ፣ በንዚን ከዉ ነባኽረው ርድቕስክ ሻኽቲ፣ ንርከውር ሻቕለንዲ ሉሑማዲ ኣኸውድ ጀረብደውክ ህንበኩላ። እና ርድቕ ኒስ ከደንድ ሓንቖው የው ኣባይትስ ዳገኖ ደኲሮና ሳድኑ ህግሓኤስ በሓታዂ ክረም ህግደፍሩ ዪና ስጠይልድ እኳርሰው ናው ንኪ ዪና ኣፋይቲ ኣኽኖ ደገምሰዊሲ ውሪ እርግንዂን ውሪ ዋስነኲን እንኩንዂን። ና ብርፍልድ 1991 ተርሰ፡ ላ ኣዳም ኒ ምራድ ሰና ለዋለያኽ መሪ እሰት 20 ትጟንሪ (june) 1991 ትል፣ ድንጋሕ (ኣዋጅ) ‘’ኤርትርይል ውድባት ሱጙድ ሓሸውየ እላ’’ ያካ እን ኒመታን ለመለም ዪናዂ ዪና ፊዂዲ ዪና ስድቕዲ ዪና ማልዲ ኡናዂ ሑርየትሲ ቀበጫ ያዂ ግርጊልድ ኒኪ ኣኽራስ ኒኒ ትክዪረር ጝን ዪስታዂ ድገሲ እሲላ። ንኪር ቂር ኣኽራሲክ 25 ኣምራ ተማም ላሪ ለውታ ኣንገት ኒቱ ኒ ምራድ ሰና እሱ ፈሮኲ እንኩኽ።

እነ ናው ሻኽኖ ህንበናዂ ደርብሲ ሰላምድ ባርኖ ጝን ያዂ ሳዳ እላ። ሰላዲዲ ኤምርዲ ጎደሎምሎም ኣኽላ። ርድቕ ሲ ቋላዂድ ኣመራ ደኳዂሊ ካያ 2015 ቢሻልድ ደሃብ ሕንፍደሪ ሸሪከት ከነዲሪ ላ ብልዮን ዶላር ኤወይሲ ንዳግሊ ኮዶ እነ ደከው ለጟ ኣመታተል ስዑድያዲ ኢማራት ኣል ዓረብያዲ ኡነውሉ፣ 2% ከፍልሰውዲ፣ ለጛ ሊኽ ምልዮን ኤውሮፓ ኡረውሲ ኮድሮ ርድቕ ብላ። ጂባዃ ዪና ከዋ ናንትተል እርገው ኣቕራሺ ኮሊር ሰላዲ ለውትሱሮ ጝን ዮ ሓፍተቶ ከውሲ ትግርድር ጓቚስኽር ዕስክርነትድ ጨቕጦ ህንባዂሲ እን ግልል ዪኖ ህብናኽር እና ባሕሮ 25 ኤመሪኹ እዩበልሲ ኣወሃብነ ዓጨጭንንሉ ዪናዂ ግርጋ ኣኽሮና ጨበርነኲን።

ለመለም ሙርቛ ብሊናዂ ሆደ፡ ዋዲክ ኣና ብራ ካያ ሓር ኣኾ ላ ጎርሲ ኤበድኖ ፈርሓትል ገእሰትና፣ ዪሩ ሊጝር ለመለምር ሰርገል ሺራዂ ኣኽላ የቲ። መናብረት ዪና ከዋዂሲ ድግግምነክ ጋብነው ኣኸውድ ናት ድምኖልኩም ጀረብነሊ። ዪና ዋጅብሲ ቛላዂድ ብሊና ኒት ቛላዂሲ እሲ ዪግሪሉ ሰጘራዂ ኣኻዂድ ኮድኽር ተብኽር ካይ ዪነኲን። ዋነንኽር ባሕሮ ብሊና ረድዮሩዂር ዪና ደደርብድ እንትኖ ወረበድኽር ዪና ሓሪቲስኽር ዪና ለበከዲ ዪና ቀስዲሲ ጋብነ ዋንቲንነድን ኒት ፈይሕድኑ ፈርና ካያ ጝን። ናይ ዪናዂሲ መንዲዕኖ ኣከን ላሕመዲ ሕሽም ከዋኹዲት ጃቢስኖ ህንበኲና። ዓመጭስነኲን ዪኑ ዓመጭኖ ቃበብስነኲን ዪኑ ቃበብኖ ኣከን ደርብል ፍኖ ህንበነኲን፣ ኮዶ ዕምጭዲ ጎላልዲ ቅቤዲ ዪና እክለው ዓዋዲ ኣክላ እማ ኣኺርኺርሲ ሓሸምድንን። ኒንኻ ጝን ዪና ፍዳታት ፋይነይናዂና የቲ ሆደ። ከተዲ ሕምቕዲት ኣኽን እመሪዲ ንኪዲሲ ኣካዂሲ ኣኽን ዲባ እስረ ጃበረስር ህንብራዂስኽር እንተራዂስኽር ጉርጉርዶ ጎማትድ ኪዳዂሲ እስኒል ናውኲ ጉኖ ህንብናዂሲ ሳብኑ ሆደዲ ጃብትንን ዪነኲን።
ከዋ ለመለም ላኳሪል ሳንሲዕሳዂ ነብራ ኣኽላ፣ ወክት ቋዂ ጝን፣ ህግደፍ ሒለቱዂ ተካዃ ለብሮ ጝን። ኮዶ ወረበስ ኣኽን ኮሊት እንከልናኽርዲ ለመለም ህንብነኲን ዪናኽርዲ ነበካ ናትካዂ ባርና ሙዂርና ሓሸምድና ሳዳ በተግሪ ለመለም ዲ ጝን።

ኤርባ ትጟንትሪትል (ሰነ) 23 ጀኔብ ስዊስ በለድል ሰላምድ ገንደልናዂ (manfestation) ግርጋ ጝን። ኒል ሆደ ኣኽርን ናውክ ሰላምዲ ፍትሕዲ ኤውናናርዲ ጀረበው እን ሕቡራን ንገስታት ‘’ዩና ኮል ዕምጭ ኮዋ ዳጝል ገማዂ ኒ ተቕድ ወንጀል ጝን እማ ውሪ ደው ስዲኖ ውሪ ኣቅራንድ ድንጊ እስቲሮሎም’’ ያናዂል ዪና ካበነስ ቋልስኖ ዪና ክድመሲ ባርኖ ደበልትኖሉ ህንበዂና ግርገስ ሕበርሲትኖ ፋነይነኲንኲም።

ከብተዂሲ መልኣኽር ሰየስዳኽር ዪኑ፣ ዪን ጋብናዂ ዪና ወረበድ ጝን እማ ዪነዲ ደበልትኖ ሽጙኑ፣ ጃቢቶ ጎርቦቶ ዪና ሰርገል ከብተጋዂ ጝን ዪሩ እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊኑዂ ሆደ እንትን ህንብደናዂልክ ሰላምዲ ዓፍየዲ ግርጋ ዪና ተምኔሲ እምን እሳዂዲ ኣኽሮና ተምኔትኑ ወደሓንኩም ዪነኩን።

ፍትሕዲ ሰላምዲ ዪና ኮሊ ኤርትረሲ!!!
ፍዳታት ዪነዉ ዲመሲ ከበርናዉ!!!
እክባ ፋሪዒ ሙርቛ ብሊነሪ ሆደ
ለንካ ክኒዲ ሓበረዲ

25 ዓመት ኣብ ጓይላ’ዶ? ወይስ መበል 25 ዓመት ናብ ምህልላ

25 ዓመት ኣብ ጓይላ’ዶ?
ወይስ መበል 25 ዓመት ናብ ምህልላ
ብቀሺ ማርቆስ ደባስ 

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! 25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!

ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!
25 ዓመት ባርነት ኤርትራ!!!!!!!!!

ኣንታ!! እዚ ቓንዛ ክሳብ ምዕስ ኢና
ባርነት ከብቅዕ ንበል ይኣኽለና
ለባማት ካብ ተርኽቡ ዝነግሩ ሽግርና
ደልይቲ ፍትሒ ጠርንፉ ምኸሩና።

ዓለም ለኻዊ ተበግሶ ካብ ጀመሩ
ንኽድንፍዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣትርሩ
ኢደይ ኢድካ ንበል ኩላትኩም ሕበሩ
ዝሓይሽ ዝበልካሞ እናዘርኩም ንገሩ።

ዘተ እዩ ፈውሲ ዝኸውን ንሃገርና
እስከ ካብዚ መርድእ ዓዲ ኣድሑንና
ጠፊኡ መንእሰይ መልቀስ ናይ ሃገርና።

ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!!
ኤርትራ ዓደይ ዘይውዳእ ልቕሶ
መዓስ እዩ ዝዛዘም ናይ ገዛና ልቕሶ
ናብራ ዓድና ኮይኑ ደጋጊምካ ልቕሶ
ጎዶቦታት! ዓድና ቤት ከፈተ ልቕሶ
እንዳታት ዓድና ዘረባኡ ልቕሶ
ወረዳታት ሃገርና ዕላላቶም ልቕሶ
ኣዉራጃታት ዓድና ወግሔ ጸብሔ ልቕሶ
ዝቐደመ ኸሎስ ኣብ ርእሲኡ ይድገሶ
ኣንትዞም ስድራና ስኢኖም ደባሶ
መንእሰይ ሃገረይ ግርማና ምለሶ
ንብዓት ወላዲትካ! ከድካንዶ! ሓብሶ።

ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!!
ኣበይ ከደ ጅግነንት ናይ ኤርትራ
ታሪኾም ዝርስዑ ኣለዉ ሰብ ጃህራ
ሓሶት ዝናብራኦም ጥራሕ ጉራ
ኣሕዋቶም እናተዓመጻ ኣብ ሳሃራ
ገለን ይሽየጡ ብዶላር ብባጠራ
ገና ናይ ኣሕዋትና ዘይተገብረ ቀብራ
ሃገር ጠሊማቶም ኣብ መኽዘን ክሓደራ
ጅግና ወዲ ዓደይ ታዕጠቕ ሽራራ
ንዓባ ህዝብኻ ኣውጻኣዮ ካብ መከራ።

ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!
ቆላዑ ናይ ሳዋ መዓንጣ ዘይቆጸሩ
ናፍቖት ወላዲቶም ስለ ዝዘከሩ
ኣስመራ ምስ በጽሑ ጸገሞም ክነግሩ
ንዓሰብ ዘይኮነስ ናብ ዓርብ ክሰግሩ
ምስጢር ንኸይንገር ኣብ ኣስመራ ሓረሩ
ኣብ ቅድሚ ወለዶም ከብዶም ተመቲሩ
ኣለልዩ ጸላኢኹም ሓቢርኩም ዘርዝሩ።

ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!!
መንእሰይ ሃገረይ ዘይረኸበ ቀብሪ
ዘበን ጠሊምዎ እናኾነቶ ጓህሪ
ዓለም ጸቢባቶ ደቒቓቶ ከም ኣድሪ
ሳሃራ ወዲኡስ ይድርገም ናብ ባሕሪ
ኣብ ውሽጢ ይጸንሖ! ዓሳ ነባሪ
ሽግርን ናይ ሃገራና ይውሰኾ ስድሪ
ንዝነበረ ሓዘን ይድመሮ ቁሪ
ኣደ መናእሰይ ከምይ ኢልኪ ትሓድሪ????።

ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!
ባንደራ ሃገርና መንዩ? ዝሰቐላ
ትርኤ ኣብ ላዕሊ ተንጠልጢላ
ዘይትርከብ ደይብካ ኣብ ዋላ
መጻወቲት ኮይና ንኹቱ፡ ንሽላ
እናሃሰሰ ከደት ሕብራ ተበሊላ
ስኢና ጥዕና ሓደረት ኣብ ገበላ
ሃገር ብሃገራ ምሕረት የውርደላ
ዘይትሕብሕብ ህዝባ ኮይና ተዳሂላ።

ብዙሓት ኣለዉ ዝነብሩ ኣብ ሓሶት
ናብራኦም ካብኮነ ንፋስ ወይ ጽላሎት
ውቕረት ዝዕላሎም ምስ ፍኹሰት
ክብሪ እንተዝመረጹ ምሕሸ ካብ ዉርደት
ሕልና እንተዝገብሩ መምጻኣሎም ቅሳነት።

ዘበነ ጸላም ህግደፍ ንኽድምሰስ
ንብዓት ናይ ወለዲ እንክ ሕበስ
ኣውያትን ብኽያትን እንክዕበስ
ምስ ለባምት ንምከር ህዝብና ኽድበስ
ይኣኽለና ዘሕለፍናዮ ሃበስ ቀደስ
ዓመጽትን ክባረሩ ሕጊ ንኽነግስ
ግዜ ከየጥፋእና ኣይንበል ደበስበስ
ኣብ እስራኤል ዘልኻ ኣንጊህካ ተበገስ
ህጻናት እንክዘሉ ሓርነት ክምለስ።

ዉድቀት ንፋሽሽቲ ማፍይ ህግደፍ
ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ

ሃይለ ገብረትንሳኤ
ዘብሄረ ሰራየ!!!!
ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 14 ግንቦት 2016

ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ኣለም – ቶሮንቶ

ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ኣለም – ቶሮንቶ
መይ 12፡ 2016

ቤተ ክርስትያን፡ ቤት ናይቶም ብእግዛብሄር ዝኣምኑን ንኣምላኽ ዝፈርሒን ሰባት እዩ ክኸውን ዘለዎ።

ምሉእ ትሕስቶ 

 

 

ፈስቲቫል ብሌን ኣብ ከተማ ሎዛን ስዊስ ብዕለት 07.05.2016 ብዓቢ ድምቐት ተባዒሉ

ብሓሮ ብሌና ረድዮ ሎዛን ስዊስትል ዕለት 07.05.2016

ብሄር ሰርገልድ እስቲዂ\ፈስቲቫል ብሌን ኣብ ከተማ ሎዛን ስዊስ ብዕለት 07.05.2016

PDF: ሎዛን ፈስቲቫል 2016

 

12