ሃይለ ገብረትንሳኤ *ጸላዊ ዘመተን ዝምድናታትን*

ኣቶ ሃይለ ገብረትንሳኤ ”ደለይቲ ፍትሒ ጸላዊ ዘመተን ዝምንድናታትን (Lobbying and public relations) ብኸመይ ኣብ ረብሓና ነውዕሎ” ኣብ ዝብል ትሕስቶ ኣስተምህሮ ዝሃቦ – 2016-08-23

 

 

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ መግለጺ ኣራሚት ሽማግለ ብዛዕባ ሳልሳይ ጉባኤ።

መግለጺ ኣራሚት ሽማግለ ብዛዕባ ሳልሳይ ጉባኤ።
23.08.2016

ክቡር ውጹዕ ተቓላሳይ ህዝብና፡

ኣብ ዝሓለፈ ቅሩብ ማዓልቲ፡ ሒደት ጉጅለ ታኣኪቦም ዘይሕጋዊ ጉባኤ ኣካይዶም፡ ደምዳሚ ኣዋጅ ከምዘውጽኡ ኩላትና ተኻታቲልናዮ።
ናብ PDF ምሉእ ትሕስቶ…