ተናፋቒት – ብድምጻዊ ፍሬሰላም ሙሴ

ተናፋቒት – ብድምጻዊ ፍሬሰላም ሙሴ

ኩነታት ኤርትራ ሃገርና ከምዛ ዋዛ ዋዛ’ባ ናብ ኢድ ባርነት ብሰላሕታ ከይተቖረነት ዘተንትን ናፍቖትን፡ ናብ ንቡር ንምምላስ ኤርትራ ሃገርና ጠርኒፍኪ ምለስና ሓቢርና ንኽንጥርነፍ እንታይ ንግበር ዘጣቓለለ ደርፊ፡