መንግስቲ ኖርወይ ን 500 ኤርትራዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይፍትን ኣሎ
መንግስቲ ኖርወይ ን 500 ኤርትራዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይፍትን ኣሎ
መንግስቲ ኖርወይ ን 500 ኤርትራዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ላዕለዋይ ል ኡኽ ናብ ኤርትራ ብምል ኣኽ ምስመንግስቲ ኤርትራ ንኽሰማማዕ ይፍትን ኣሎ፡ ነዚ ኣመልኪታ ዶክተር ናዝሬት ኣምለሶም ን SBS/Tigrinya ሓበሬታ ሂባ ኣላ፡
መንግስቲ ኖርወይ ን 500 ኤርትራዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይፍትን ኣሎ
መንግስቲ ኖርወይ ን 500 ኤርትራዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ላዕለዋይ ል ኡኽ ናብ ኤርትራ ብምል ኣኽ ምስመንግስቲ ኤርትራ ንኽሰማማዕ ይፍትን ኣሎ፡ ነዚ ኣመልኪታ ዶክተር ናዝሬት ኣምለሶም ን SBS/Tigrinya ሓበሬታ ሂባ ኣላ፡
South Boulder’s (ASX: STB) flagship project is the world class Colluli Potash Fertilizer Project in Eritrea where mine production of 1Mt p.a. is scheduled for 2016 or sooner from the world’s first open cut potash mine.
South Boulder also operates the Duketon Project in Western Australia where there is demonstrated potential for gold, nickel sulphide and base metal mineralisation.
Full South Boulder Mines profile here
(The Eritrean Government is a highly supportive partner. መንግስቲ ኤርትራ ብጣዕሚ እቲ ተሓባባሪ ልፍንቲ እዩ፡) ዝገርም እዩ? ምስ ሽፍታ ስርዓት ተማሕዚኻ ክትግብትሲ ይበል ናእዳ Colluli Potash Project። ካብ ሽፍታ ዳኣሞ እንታዓይነት ልፍንቲ እዮም ክጽበዩ ይሓስቡ። ወይሉኡ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ተጓሕጒሑ ንሖንቱ ዝበርስ ዘሎ ኣይ ህዝቢ ረቢሑሉ ኣይ ሃገር ለሚዒሉ እንትርፎ ቆፎ ህግደፍ ዝረብሓሉ ዘሎ። እሞኸኣ ተሓታትነት ዘይብሉ ብዘይ ቅዋማዊ ዓንቀጽ ናይ ኤርትራ ማዕድን ሚኒስትሪ መን’ዩ ተሓታቲ ዘይፍለጥ።
PreviousNextPreviousNext
- ማዕድን ኤርትራ
ማዕድን ኤርትራይጉሕጓሕ ኣሎ ብህግደፍ ንኸንቱ፡
ሃገርን ህዝብን ዘይረብሓሉ፡
እንትርፎ ቆፎ ህግደፍ ዝመልኣሉ።ኤርትራ ብሜላ ብቑጠባዊ ዓቕሚ
ንመጻኢ ንምድካማ ኢሰያስ
ይስራሓሉ ኣሎ።
- ሕቡእ ኣጀንዳ ኢሰያስ ይፈዳሕ
- Isaias Afewerki Illustrated with his Family Tree?
Click To PlayPlay VideoThis video is about: Issayas Afeworki Illustrated with his Family Tree
- Who is Issayas Afeworki?
South Boulder Mines’ (ASX:STB) chief executive officer Paul Donaldson has spoken with Proactive Investors to set the record straight on a number or misconceptions contained in a recent media report.
South Boulder is a 50% shareholder of the Colluli Mining Share Company (CMSC), a joint venture between South Boulder Mines Ltd and the Eritrean National Mining Company (ENAMCO).
South Boulder is currently working on the Feasibility Study to support the development of the project.
PROACTIVE INVESTORS:
Paul, can you please outline the South Boulder joint venture relationship to the Eritrean government?
PAUL DONALDSON:
South Boulder Mines and the Eritrean National Mining Company (ENAMCO) are equal shareholders of the Colluli Mining Share Company (CMSC) which will develop the Colluli Potash project.
The joint venture company (CMSC) will seek to borrow 70% of the capital required for the first phase of the development.
South Boulder will contribute the remaining amount and will be preferentially paid back 50% of the contribution from project cashflows after third party debt payments.
Following first production, CMSC will seek to borrow funding or develop the project from cashflows.
PROACTIVE INVESTORS:
How supportive have ENAMCO been in progressing studies on the project?
PAUL DONALDSON:
The Colluli Mining Share Company is now holding regular board meetings and focussing on the development of the project.
ENAMCO have been very supportive in progressing the project and have recently allocated a coastal area in close proximity to the resource for the future development of shiploading facilities.
PROACTIVE INVESTORS:
How does the Colluli project differentiate itself from peers?
PAUL DONALDSON:
Colluli is the shallowest known potash deposit globally. This provides a significant advantage in the area of capital intensity. The resource is large, and in close proximity to both the coast and existing in country import/export facilities.
The scale of the resource, and the lower capital intensity make it ideal to develop in a modular fashion to mitigate safety, resource and capital risks – very few potash deposits have this advantage.
The three potassium bearing salts in the resource can be combined to produce potassium sulphate which is the focus of the current work.
If successful, this will make Colluli one of the most significant sources of potassium sulphate globally.
Proactive Investors Australia is the market leader in producing news, articles and research reports on ASX “Small and Mid-cap” stocks with distribution in Australia, UK, North America and Hong Kong / China.
Today writes Cilla Benkö, CEO of Swedish Television, Peter Wolodarski, editor of the Daily News, and I have a joint appeal for detained journalists in Egypt. The reason is well known: Australian Peter Greste, Canadian and Egyptian, Mohamed Fahmy and Egyptian, Baher Mohamed from television station al-Jazeera was sentenced on Monday to seven to ten years in prison for, say authorities have been guilty of having ” sent false news ”about the protests in Egypt last year.
Such rubriceringar usually supposed to indicate that the cases rather determined by taste courts than criminal proceedings, and therefore, we note in the text now – 06 o’clock on Wednesday morning – published by all our media:
”The sentencing of television employees is a legal scandal. The offense alleged to have been guilty of is not a crime but a part of freedom of speech, the foundation of a free and open society. That right is universal.
Egypt makes their community a great disservice and damage its international reputation by criminalizing those who exercise their fundamental human rights and freedoms. ”
Several other journalists also accused of false reporting and thus collaborating with terrorists, some were convicted even though they have already left the country. And in a state that is ranked only 159 in the list of the nations with the most press freedom in the world, it might not be much good to wait for the show trials of journalists, and our call today is therefore not really just about the colleagues on al-Jazeera. (The full petition is available here.)
This commitment also applies to Swedish-eritrean Dawit Isaak, jailed in Eritrea since 2001, without a chance to defend themselves, as well as it once was Martin Schibbye and Johan Persson when they were arrested in Ethiopia and then convicted in a trial with rigged evidence. So far this year, 170 journalists have been detained, and that is of course unacceptable. During Almedalsveckan, which kicks off on Sunday, the ”Free Dawit” campaign will be discussed and I will be moderating a debate on public protests against these kinds of cases. Unfortunately, that question all too current.
Expressen:
ህጹጽ ሃገራዊ ጸዋዒት ንዝበረኸ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተላእከ ፍሉይ መልእኽቲ
ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሃገር ዝነብሩ ሃገራውያን “ህጹጽ ሃገራዊ ጸዋዒት ንዝበረኸ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት” ዝብል ጸዋዒት ሃገር ሓዘል ጽሑፍ ብስም ኤርትራን ህዝባን ይዝርግሑ ኣለው። እዚ መድረኽ እዚ ዕድል ኤርትራ ኣብ ኢድ ነብስ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ዝወደቐሉ፡ ነብስ ወከፍ ኤርትራዊ ብውልቂ ዝሕተተሉ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ታሪኻዊ መድርኽ ምኻኑ ንኹሉ ብሩህ’ዩ። እዚ ጽሑፍ ከኣ እዛ ተስፋኣ ተጸንቂቑ ንሓዋሩ ንኸይትጸንት ትሰሓግ ዘላ ኤርትራ፡ ንኹሎም ደቃ በብሓደ እናጸወዐት ርድኡኒ ካብ ጥፍኣት ኣድሑኑኒ እናበለት ናይ ሓደጋ ደወል ትድውለሉን ምሕጽንትኣ ትገልጸሉን ዘላ ጽሑፍ’ዩ።
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት ብዘይካ እቲ ይቕረታ ክሓትት ዘይፍቅደሉ ብፍላጥ ሃገር ዘዕኑን ህዝቢ ዘጽንትን ዘሎ ኢሳይያስ ኣፈወረቅን ስጉምቲ ክውሰደሎም ዝተወሰነሎም መሻርኽቱ ውልቀ ሰባትን፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ምሉእ ምሕረት ክግበረሉ ከም ዝግባእ ይኣምን። ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት ኩሉ ይቕረታ ሓቲቱ ህዝቡን ሃገሩን ክኽሕስ ድልው ዝኾነ ዜጋ፡ ክሳዕ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ዕለት 20 ሰነ 2014 ዓ. ም. ምስ ፖለቲካን ሃገራዊ ጉዳይን ዝተሓሓዝ ዝፈጸሞ ገበናት ብምሉኡ ምሕረት ክግበረሉ፡ ብስም ሰማእታት ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ውሳንኡ የቕርብ። 20 ሰነ 2014 ዓ.ም. መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ መዓልቲ ሰላምን ዕርቅን መዓልቲ ይቕረ ምብህሃልን ምምሕሓርን፡ መዓልቲ ፍቕርን ምትሕቑቓፍን ኤርትራውያን ምእንቲ ክትከውን፡ እዛ ዕለት እዚኣ መብጽዓ ጀጋኑ ሰማእታት ብግብሪ ዝሕደሰላ፡ ካብ መሬት ኤርትራ ቂምን ቅርሕንትን ንሓዋሩ ዝሕከኸላ ዕለት ክትከውን ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት ውሳነኡን ምሕጽንትኡን የቕርብ። ካብ እዛ ምሕረት ዝተወሰነላ ዕለት ካብ 20 ሰነ 2014 ዓ.ም. ንደሓር ብፍርሒ ይኹን ብረብሓ፡ ብትእዛዝ ይኹን ብውልቀ-ድልየት፡ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መሳርሒ ስርዓት ኢሳይያስ ክኸውን ዝፍትን ውልቀሰብ ንህዝቡ ይቕረታ ከም ዘይሓተተ ይሕሰብ። ብህዝቢ ንዝተዋህቦ ምሕረት ሸለል ኢሉ ኣገልጋሊ ኢስይያስ ኮይኑ ክቕጽል ብምምራጹ ከኣ ናይ ኩሉ’ቲ ኣብ ቅድሚ ናጽነትን ድሕሪ ናጽነትን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸሞ በደልን፡ ናይ’ቲ ኩሉ ብስርዓት ኢሳይያስ ዝፍጸም ገበናትን ብውልቁ ተሓታቲ ይኸውን።
ንዓመታ ኣብ ኤርትራ!
1ይ ክፋል
ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ስዉኣት፡ ‘ንዓመታ ኣብ ኤርታር’ ብዝብል ኣርእስቲ ብዛዕባ ሓንቲ ስድራ ኣብ ዘመነ-ገድሊ ዘሕለፈቶ መሰክሕ ጉዕዞ ክንጸዊ ኢና። ዝተፈራረቐ ሂወት ገድሊ፣ ኣብቲ ንበይንኻ ምግዳል’ኳ ንጋዳ ዝነበረሉ ፈታኒ እዋን፡ ምግዳል ብስድራ ቤት ከመይ’ኮን ነበረ? ንሎሚ ፍቕሪ ሓዳርን ፍቕሪ ስድራ-ቤትን ክንርኢ ኢና’ሞ እስከ ዝግ ኢልና ንከታተል። ፍቕሪ ውላድ “ወሊድካ ፈትን’’ ዚብል መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ወሊዱ ዝፈተነ ኢዩ ዚፈልጦ። ፈተነ ኣብ ህይወት ወላዲ ናይቲ በሊዕካ እትጸግብ ተኸዲንካ እትማሙቕ ዘይመስሎ ርህሩህ ወላዲ። ሕጊ ተፈጥሮ ግዲ ኮይኑ ግን ውሉድ ምስ ወለደ ጥራይ ኢዩ ኣብ ውላዱ ዝፍትኖ። “ከብዲ ወላዲ ፈጥ-ፈጥ ከብዲ ውሉድ ገጥ’’ ዝብልዎ ከኣ ከምዚ’ዩ። ግን ከብዲ ወላዲ ከኣ ካብ እምኒ ዝጸንዓሉ ግዜ ኣሎ። እቲ ጊንጢ ተርእዮ ናብ ዝኸፍአ ጫፉ ኣብ ዝበጽሓሉ ግዜ፣ ንምጭካን ዝወለደት ማህጸን’ኳ ትገድድ።
ተጋዳሊት ጸሃይቱ ፍሰሃየ ጓል 53 ዓመት ኣደ 6 ቆልዑት ክነሳ ምስ ኩላቶም ደቃ ንክትጋደል ኢላ ናብ ሜዳ ወጸት። ዋእ! ኣብቲ ንቁርባንን ስግዳንን ትቀራረበሉ ዝነበረት ዓመትሲ… ንገድሊ! እህምምምምም! ለካ ጉዕዞ ንናጽነትሲ ልዕሊ ቁርባንን ስግዳንን ስለዝነበረ ኢዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ መንእሰያት ጥራይ ዘይኮኑስ ዓበይቲ’ውን ዝተሳተፉዎ። ሎሚ ሓደ ነቢይ ከም ገለ ኢሉ፦ “ኢሳይያስ ሞይቱ ንክሓድር መን ኣላ 6 ቆልዑታ ሒዛ ንሳሕል እትኸይድ?” እንተዝብለናስ ኣየነይቲ ስድራ’ኾን ምተበገሰት! እስከ ናብ ታሪኽ ተጋዳሊት ጸሃይቱን ስድራ ቤታን ንኺድ፦
ጓል 53 ጸሃይቱ ብድሕሪ ምዱብ ታዕሊም ናብ ኮር 491 ተመደበት። ዕድመን ሕሰም ናብራ ገድሊን ኣብ ኣካላታ ዝገደፉዎ ኣሰር ንምርዳእ ነጋሪ ዘድልዮ ጉዳይ ኣይነበረን። ጸሃይቱ ኩሉ ዓይነት ኣደ’ያ። ከም ኣደ ወላድ፣ ከም ኣደ ሓርበኛታት፤ ከም ንባዕላ’ውን መስርዕ ዝኾኑ ቆልዑት ገዲፋ ምግዳላ ክሳብ ክንደይ መዓቀኒ ነይሩዎ ይኸውን ሃገራውነታ?
ጸሃይቱ ኣብ 60ታት (ዘመነ-ክፍልታት) በቶም ቀዳሞት ኣብ ከባቢኣ ዝነበሩ ተጋደልቲ በዓል ኣብርሃም ተወልደ፣ ናስር ኪዳነን ዳውዶን ተተባቢዓ ተወደበት። ሰውራ ኣብ እግሪ ተኽሉ ኣብ ዓዳ ኣውህነ (ከባቢ ዓዲ ቀይሕ) ብምስጢር ንተጋደልቲ ትዕንግልን ትሕብሕብን ነበረት። በዓል ቤታ ተጋዳላይ መምህር ጸሃየ፣ መጀመርያ ኣብ ስሳታት ብሃገራዊ ጉዳይ ስለዝተኣስረን ብድሕሪኡ ድማ ናብ ሜዳ ስለዝወጸን መነባብሮ ኣዝዩ ጸንከራ። ጸጉሪ እናቖነነትን ክዳውንቲ እናሓጸበትን ኢያ ንደቃ ከተዕቢ ዝጀመረት። ኣብ 1977 ከኣ እቲ ኣብ ውሽጣ ዝነበረ ርሱን ሃገራዊ ስምዒት ደሪኹዋ ናብ ሜዳ ወጸት። እንተኾነ ደቃ ኣዝዮም ንኣሽቱ ስለዝነበሩ ናብ መደበር ዑቕበኛታት ኢያ ኣትያ።
“መጀመርያ ንዝነበረኒ ናይ ምግዳል ድሌት ስለዘይተማላኣኣለይ ማዳን ጓህን ኮይነ። እቲ ዝተቐበለኒ ናይ ሓድነትን ሰሓቕን ማሕበራዊ ናብራ ግን ንህይወተይ ቀይሩዎ። ሕጉስቲ ድማ ኮንኩ።” ትብል። ኣብቲ መዓስከር ንዝነበረ ህይወት ድማ ትዝርዝር፣ ሽዑ ኣብ ደብዓት ተዓቚበን ዝነበራ ኣዴታት ንግሆ ተንሲአን ካብ ነፋሪት እናተሓብኣ፣ ክዳውንቲ ውጉኣት ኪሓጽባ ይውዕላ ነበራ። ገሊአን ሳኣኒ ስለዘይነበረን ነቲ ብብርቱዕ ጸሓይ ዝረሰነ ሑጻ ደብዓት /ሳሕል/ ኪረግጽኦ ስለዘይከኣላ፣ ባኮ ቀዲደን ብፈትሊ ሰፍየን ከም ጫማ ይጥቀማሉ ነበራ።
ሓንቲ ኣደ ባኮ ጫማ ኣብ እግራ ኣሲራ ነቲ ረመጽ ሑጻ ምስ ሰገረት፣ ነታ ደድሕሪኣ እትስዕብ ሩባ ዘይተሳገረት ኣደ ትድርብየላ ነበረት። ምስቲ ኩሉ ጽንኩር ሂወት ግን ኣጋ ምሸት ስርሐን ምስ ወድኣ፣ መጋርያ ኣጒደን ህር…! ዝበለ ጓይላ ይገብራን ይስዕስዓን። ኣብቲ መጀመርያ ተመኩሮ ከይደለባ ከለዋ፣ ዝተቖርጸ ስረ ወይ እጅገ እንተርእየን፤ ደቅና /ሰብኡትና/ ተቖሪጾም ማለት’ዩ እናበላ ይነብዓ ነበራ። ደሓር ግን ለመድኦ። ምኽንያቱ ኩለን ብረት ሒዘን ኣብ ግንባራት ክዋግኣ’ምበር ኣብ መደበር ዑቕበኛታት ኮፍ ክብላ ድሌት ስለዘይነበረን። እዚ ኢዩ ድማ እቲ ነባሪ ሕላገት ኤርትራውያን። ስለዚ መስዋእቲ ጀጋኑና ንብላሽ ኣይኮነን። ብርግጽ ከኣ ንዓመታ ኣብ ኤርትራ ክንራኸብ ኢና።
ጸሃይቱ ናብ ሜዳ ክትወጽእ ከላ ነብሰ-ጾር ኢያ ነይራ። ምስቲ ጽንኩር ግዜ ነቲ ነዊሕ መንገዲ ድማ ኣብ ከብዳ ዕሸል ተሰኪማ በዲሃቶ። እዚ ተጠኒሱ ካብ ዓዲ ዝወጸ 6ይ ውላዳ ድማ ኣብ መደበር ዑቕበኛታት ወለደቶ። ነቶም ሓሙሽተ ናብ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ የእትያ፣ ነቲ ሕጻን ኣብ 10 ወርሑ ናብ መዕበያ ቆልዑት ገዲፋ ከኣ ንክትጋደል ናብ ሓይልታት ከደት። ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳይ ግን ነቲ ዕሸል ምስ ረኣዩዎ፣ ካብ ግንባራት ተመሊሳ ወዳ ንከተዕቢ ሰሓብዋ። ሕጻን ምስ ዓኾኸ ድማ ኣብ 1982 ዓ.ም. ከም እንደገና ናብ ግንባራታ ተመልሰት።
ቦኽሪ ወዳ ኢሳይያስ ጸሃየ ቅድሚኡ ኣብ 1976 ንሜዳ ምስ ወጸ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኢዩ ዓብዩ። ሓደ ካብቶም ብዋዒኦም ዝተፈልጡ ድማ ነበረ። ካብቶም ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዘፍረየቶም ኣሽሓት መንእሰያት ኢዩ። ምስ ዓበየ ናብ ቅድመ ግንባራት ከደ። ድሕሪ ታዕሊም ግን ናብ ክፍሊ ጋራጅ መራፊት ተመደበ። ኣብ ግዜ 6ይ ወራር ድማ ናብ ግንባራት ሞሊቑ ባዕሉ ከተተ። ኣብ ግንባራት ንብጾቱ ምሂሩ፣ ሰሪሑ፣ ተዋጊኡን ከም መንእሰይ ድማ ኣፍቂሩን ተመርዕዩን ነበረ።
ከም ኩሎም ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ኩነታት ውግእን ሳዕቤናቱን ሕሰም ፍቕሪ ጀሚሮም ከይተጻገቡን ዕላል ፍቕሪ ከይተገላለጹን ዝተፈላለዩ ተጋደልቲ ድማ፤ ከቢድ ምፍልላይ ኣጋጢሙዎም። እነሃ ድማ ኣብቲ ጽንኩር ኩነታት ኣብ ዝነበረሉ እዋን ናብ ወላዲቱ ዝጸሓፋ ደብዳበ ከምዚ ትብል፦
14/05/1990
ናብ ዝኸበርክን ዝተናፈቕክን ኣደይ ጸሃይቱ ፍስሃየ። ብመጀመርያ ድሙቕን ዕዙዝን ብጻያውን ውላዳውን ሰላምታይ ንዓኺ ይኹን።
ክብርቲ ወላዲተይ!
ኣብ ሂወትኪ ሓጎስ፣ ቅሳነትን ጥዕናን እምነየልኪ። ብኡ መጠን ኣብ ቀጻሊ ንጥፈታትኪ ዓወትን ኣሳልጦን ግስጋሰን እጽበ። ብምስዓብ ኣደይ ወላዲተይ ብወርሒ 4 ወረቐት ሰዲደልኪ ነይረ። ሕጂ’ውን ዳግማይ እሰደልኪ ኣለኹ። ኣነ ከም ቀደመይ ጽቡቕ ኣለኹ። ኩላቶም ብጾትን ስራሕን’ውን ጽቡቕ ኣለዉ። ንስኺ ሓርበኛዊት ኣደይ ከኣ ጽቡቕ ክትህልውለይ ሰናይ ትምኒተይ ኢዩ። ኩሎም ኣሕዋትናን ስድራናን ብጾትን ከኣ ጽቡቕ ኪህልዉ በዓል ዓቢ ተስፋ እየ። ኤደን ጽቡቕ ኣላ። ኣዱሊስ፣ መሪሕ፣ ተኽልንኪኤል ከኣ ምስቶም ርህሩሃት ስድራ ኣዴና ጽገሃና ጽቡቕ ኣሎዉ።
ዝከበርኪ ወላዲተይ!
ኣበባ ልክዕ ከምቶም በጃ ህዝብን ሃገርን ዝሓለፉ ሰማእታት ጽዋእ መስዋእቲ ተቐቢላ ዋጋ ሓርነት ኮይና ሓሊፋ ኣላ። ህላዌ ኣበባ ውላዌ ኢሳይያስ ኢዩ። ከምኡ ናትኪ። ጥማዕ ደም ኣበባ ግን ሕላገት ኣለዎ፣ ሕላገት ሕድሪ። ስለዚ ኣነ ኣብ ልዕሊ መቓብር ኣበባ ኮይነ ዘይተሰዓርነተይ ከረጋግጽ፣ ሒዛቶ ንዝነበረት ልዓት ሽጉጥ ጨቢጠ ጨጓር ንውሽጢ፤ እነብሕን እምርሽን ኣለኹ። እወ! ድሕሪ ኣበባ ወላ ንሓንቲ ሰከንድ’ውን ትኹን ኣየር ኤርትራ ንከተንፍስ ፍቓደኛ ኣይነበርኩን፣ ኮይኑ ግን። ይኣክል ጸሃይቱ…የ! ብዙሕ ኣይተዛርብኒ። እቲ ምንታይ እናነባዕኩ ይጽሕፍ ስለዘለኹስ ድሕሪ ማይ፡ ንብዓተይ ናብ ደም ከይቅየር።
ንስኺ ከኣ ኣበባ ዚርሳዕ ሕላገት ስለዘይብላ፣ እንተለኹ ጽቡቕ ከምኡ እንተኾነ ከኣ ንስድራቤታ ኣይትጥለምዮም ሓደራ! ኣይትንገርዮም… ወይ እውን ዘጠራጥር ምልከት ኣይተርእይዮም። ካልእ ኩሉ ስእልታትና እሰደልኪ ኣለኹ። ዝተረፈ ስእልታትን ዶኩመንትን ምስ ወዲ ሽፍታ ኢዩ ዘሎ። ወዲ ሽፍታ ናብ እንዳ 24 ተቐይሩ ናብ ግንባር ከረን ስለዝተመልሰ፣ ሕጂ ክሰደልኪ ኣይከኣልኩን። ኣብ ቀጻሊ ግን ንካላኣይ ግዜ ኣሕጺብኪ ንክትሰድዮ እሰደልኪ ኣለኹ። ካልእ ናይ 89 ስእልታትና ምስ ወዲ ፈረጅ ኢዩ ዘሎ፣ ምስ ወጸ ኪሰደልኪ እየ። ኣበባ ቅድመይ ሓሊፋ ኣላ። ኣነ’ውን ንናጽነት ኣይክርእያን እየ። ብርግጽ እየ ዝብለኪ ዘለኹ። ግና ከም ቀደምኪ ንከብድኺ ክሳብ ህዝብና ብናጽነት ዝዕልል እምኒ ምልእያ። ብዝተረፈ ይኣኽለና። ምናልባት ንክንራኸብ ናብ ድግድግታ እንተትመጺ ጽቡቕ ምኾነ። እንተዘይተኻእለ ግን ቻው…ቻው!!! ረሲዐ’ባ ንጳውሎስ ሰላም በልለይ ኢኺ።
እዛ ዝሰደልኪ ዘለኹ ግጥሚ ግዜ እንተረኺበ ክሳብ ኣስፊሐ ናብ ካሴት ዝቐርጻ ንመዘከርታ ምሳኺ ሓዝያ። ኣፍቃሪተይን ክብርቲ በዓልቲ ቤተይን ኣበባ ብዕለት 09/04/1990 ኣብ ግንባር ጊንዳዕ፣ ግሓይት ኣብ ዝተባህለ ቦታ ልክዕ ሰዓት 05፣30 ወጋሕታ ብቦምባ ኢድ ጸላኢ ኢያ ተሰዊኣ። ምናልባት ግዜ እንተተረኺቡ መቓብራ ከርእየኪ እየ።
ኢሰያስ “… ንጣብ ደም ኣበባ ዘይርሳዕ ሕላገት ኣለዎ፣ ሕላገት ሕድሪ። ኣነ ከኣ ጨጓር ንውሽጢ፣ ሒዛቶ ንዝነበረት ልዓት ሽጉጥ ጨቢጠ እምርሽ ኣለኹ።’’ ኢሉ ናብ ኣዲኡ ወላዲቱ ደብዳቤ ሰዲዱ። እንተኾነ ከም ሰብ መጠን ከይሓዘነ ኣይተረፈን። ብዛዕባ እቲ ዘሕለፎ ሓጺር ምዉቕ ፍቕሪ ብዙሕ ኢዩ ገጢሙ።
ኣብታ ጽሑፋት እትዕቅብ ንእሽቶ ኖት ቡክ ዓጺፉ ብውሕልነት ኣብ ጓል-ብስክሊቱ (ዕጥቁ) ኣንቢሩዋ ነበረ። ምናልባ ፍቕሪ ብሰለስተ ፊደላት እትግለጽ ሓጻር ሓረግ መሲላ ትርአ ትኸውን። ናይ ኢሰያስን ኣበባን ፍቅሪ ግን እቲ ኣብ መንጎ መዳፍዕን ደብዳብ ነፈርቲን ዝበቖለን ብሓዊ ዝዓምበበን ፍቕሪ ኢዩ። ፍቕሪን ብጻይነትን፤ ፍቕሪን ሓያል ዕላማን። ናይ ሜዳ ፍቕሪ፣ መርዓን መስዋእቲን ጉዳም ኢዩ። ክልቴኻ ኣብ ሓደ ኣሃዱ ትምደበሉ ግዜ’ውን ብዙሕ ኢዩ። ኲናት እናክጽዕጽዕ ኣብ ክንዲ ናይ ገዛእ ርእስኻስ ናይ ኣፍቃሪትካ ሂወት ይርኣየካ። እቲ ምንታይ ፍቕሪ፣ ስለ ፍቕሪ ጥራይ ስለዘይነበረ።
ሓወልቲ ኣብ ልብና!
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!
20/06/2014
ንዓመታ ኣብ ኤርትራ ክንራኸብ ኢና