ዓሸራ አብ ኢጣሊያንን ግሪኽን ምሓብ ደገኛ ድዩ ?

ዓሸራ አብ ኢጣሊያንን ግሪኽን ምሓብ ደገኛ ድዩ ?

ኩብራት አሕዋት ሕብረት ኤውሮፓ፣ ካብ ኢጣሊያን ግሪኽን ካብ ዕለት 16 መስከረም 2015 ኣትሒዞም ንዝመጹ ስደኛታት፣ ኣብ “ሆትስፖት”(hotspot) ዝበሃል ሓድሽ ፕሮግራም፣ ንኤርትራውያንን ካልኦት ስደኛታትን ኣብ ምትግባር ትርከብ። እዚ ፕሮግራም፣ ነቶም ስደተኛታት ናብ ዝተፋላለያ ናይ ሕብረት ኤውሮፓ፣ ዓድታትእዮም ዝወስድዎም ዘለዋ። ስጋዕ ሕጂ 90% ናብተን ዝደልይወን ዓድታት እዩ ዝበጽሖም ዘሎ። መብዛሕቶም፣ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ፣ ኣብ ላምፔዱዛ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ግን፣ካብ ናይቲ ፕሮግራም ጥቕሚ ዘይምርድኦም ዝተላዕለ፣ ዓሸራና ኣይንህብን ብምባል፣ ኣብ ምግቢ ምሕሳምን ሾብሮ ኣብ ምግባርን ይርከቡ ኣለዉ። ብወገና ንነዊሕ ዝካአለና ከነረድእ ጸኒሕና አለና፣ሂጂ ከአ መራከቢ ብዙሓን ብወገነን ብሰፈሕ ነዚ ጉዳይ ብምጽራይ ነዞም ፈትዋት አሕዋትና ፍታሕ ንክረክቡ ክተሓባበሩና ብክብሪ ንላቦ ::

Coordinamento Eritrea Democratica
ውህደት ዲምክራሳዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ (ውዲኤ)

About the Author

Leave a Reply

*

captcha *

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.