መዓልቲ ሓዘን ስውእ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር

መዓልቲ ሓዘን ስውእ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር

ብምኽንያት መስዋእቲ ጅግና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ናይ ሓዘን መዓልቲ መዲብና ኣሎና።

ብሓብር ነዚ ስውእ ጅግና ንክንዝክሮ ናይ ሓዘን መዓልቲ ንቀዳም ምያዝያ (ኣፕሪል)5 ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውን ስይትልን ከባቢኣን ክንርከብ ንኹሉ ፈታው ሰላምን ፍትሕን  ንሕብር።

                            ኣዳላዊት ሽማግለ
                                  ስያትል

About the Author

Leave a Reply

*

captcha *

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.