A SALUTE TO ERITREAN VETERANS

I just came back from the ELF Reunion in Atlanta Georgia. My first participation ever in any reunion or festival. I am glad I did. This is why: I witnessed all Berhane told me about the ELF (Jobha) way back in the late ‘70s. He told me that this is the Freedom fighters group that...
Read More →

More than 1,000 migrants rescued from boats off the coast of Italy in ONE DAY

AROUND 1,100 migrants were rescued off the coast of Italy as they attempted to make the dangerous sea crossing in a day of rescue operations. The Italian Coastguard was sent on more than 11 separate rescue missions in the Strait of Sicily on Sunday. Migrants attempted to make the...
Read More →

እቲ ዘየደቅስ ናይ ቤተ-ክርስቲያንና ጉዳይ

እቲ ዘየደቅስ ናይ ቤተ-ክርስቲያንና ጉዳይ ዘደቅስ ከይተረኽበ ደቂስካ ክሕደር ዝከኣል ኣይኮነን። ኩሉ ነገር ዘይስምዖም ኮይኖም፥ ደቂሶም ዝሓድሩ እንተተረኽቡ እውን፥ ዘገርም ኣይኮነን። ኩሉ ናይ ሕልና ጉዳይ ስለዝኾነ፥ ምሳና ድቃስ ስኢንኩም ዘይትሓድሩ ኢልና፥ ንወቕሶምን ንኸሶምን ሰባት ክህልዉና ኣይግባእን። ከመይሲ ከምቲ ዝበልናዮ፥ ኩሉ ነገር ናይ ሕልና ጉዳይ እዩ። ሕዝብና ድማ ብሕልና ካብ ዝፋላለ ነዊሕ ስለ-ዝኾነ፥ ...
Read More →

ሃይለ ገብረትንሳኤ *ጸላዊ ዘመተን ዝምድናታትን*

ኣቶ ሃይለ ገብረትንሳኤ ”ደለይቲ ፍትሒ ጸላዊ ዘመተን ዝምንድናታትን (Lobbying and public relations) ብኸመይ ኣብ ረብሓና ነውዕሎ” ኣብ ዝብል ትሕስቶ ኣስተምህሮ ዝሃቦ – 2016-08-23  ...
Read More →

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ መግለጺ ኣራሚት ሽማግለ ብዛዕባ ሳልሳይ ጉባኤ።

መግለጺ ኣራሚት ሽማግለ ብዛዕባ ሳልሳይ ጉባኤ። 23.08.2016 ክቡር ውጹዕ ተቓላሳይ ህዝብና፡ ኣብ ዝሓለፈ ቅሩብ ማዓልቲ፡ ሒደት ጉጅለ ታኣኪቦም ዘይሕጋዊ ጉባኤ ኣካይዶም፡ ደምዳሚ ኣዋጅ ከምዘውጽኡ ኩላትና ተኻታቲልናዮ። ናብ...
Read More →

Fleeing Eritreans Unaware Of Perilous Journey Across Mediterranean

Eritreans attempting the crossing make the choice to flee poverty and repression under a dictatorship in the hope of a new life. Early morning, 17 miles off the Libyan coast in international waters, and the crews with the Migrant Offshore Aid Station (MOAS) hear a ping on their...
Read More →

ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!! 18 ነሓሰ 2016

18 ነሓሰ 2016 ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!! እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም...
Read More →

ግርጉራት አዛበእ

ግርጉራት አዛበእ አዛበእ ዓድና እምብዛ ገርጊሮም ወግሐ ጸብሐ ዝⷅሩ ሕብሮም ሓሶት ክዛረቡ ምንም ዘየሕፍሮም ግርጉራት አዛበእ እከይ ግብሮም ናይ ቀደም አዛበእ ይዘምቱ ብለይቲ ናይ ሎሚ ግን ዋላ ብመዓልቲ ጨሪሶመን ንከብቲ ዕባራ ስብሕቲ መስኪናይ ዓኻይ ጥሪቱ ምሰአነ አደዳ ጥሜትን ሰእነትን ኮነ ግርግርቲ ዝቢኢ ምስ ክልተ ደቃ ናብ ደንበ አተወት ማዕጾ ፈንቂቃ ንዝደቀሳ እንሣሳ ኧእቲዋ ፋሕ ብትን ሓደ ሰብ አይነበረን ከድሕነን ...
Read More →