እዚ ኣኼባ ንኹሉ ብማሕበር ይኹን ብውልቂ ዝነጥፉ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝነብር ደለይ ፍትሒ ይምልከት። ቅድሚ ቀትሪ ንኩላትና ኤርትራውያን ደለይ ፍትሒ ኣብ ዓዲ ጥልያን ንርከብ ከስርሓና ዝኽል መንገዲ ምዝታይ። ድሕሪ ምሳሕ ዘሎ ጊዜ ኸኣ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዘሎ ሽግር